መልእኽቲ ኣንፈት ኣብ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ

ምኽባር ትብዓትን ጥበብን መሪሕነትን ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብዚ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፡ ኣንፈት ኣብ ኩሉ ቦታታት – ኣብ ውሽጢ ሃገር፡ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት፡ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ዝርከቡ ዲያስፖራ…