20
Sun, Aug

ጽሑፋት/ርእይቶ
Typography

 

zemen

 

"ዘመን ወግዓዊ ልሳን ኤስደለ'ያ፡፡            

    ህዝብታት ኤርትራ፡ ንሓርነቶም ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ዘይሕለል ቃልሲ፡ ናይ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ኣረኣእያ ነጋሪት ኮይና ተገልግል፡፡

ዘመን ድሑርን ኣረጊትን ኣተሓሳስባ ስዒርና፡ ንሎምን ጽባሕን ዘገልግለና ስልጡን  ህዝባዊ ኣረኣእያ ንክዕንብብ፡ ቀንዲ ናይ ቃልሲ መሳርሒያ።

                    ዘመን መጽሔት #2 ብመልክዕ PDF download HERE.