14
Thu, Dec

ዜና
Typography

ዝኸበርኩም ተቓለስትን  ደለይቲ ፍትሕን ኤርትራውያን እዚ ኣቲናዮ ዘለና ሓዲሽ ዓመተ 2017 ደንበ ተቃውሞ ኤርትራ ካብ ሕድሕድ ምትህሌሊኽን ቁርቁስን ወጺኡ ኣብ ናይ ሓባር ጸሊኢ ዘተኮረ ቃሌሲ ከካይድ ዘለና ድላትን ነቕ ዘይብሌ መርገጽን እናገለጽና ኣብቲ ብዕለት 10/10/16 ኣውጺእናዮ ዝነበርና መግለጽን ምዕባላታቱን ክንሕብረኩም። ብሙሉእ እቲ ትሕዝቶ ኣብዚ ተወከሱ  HERE